Lyriqa
ሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
መዝሙሮች
Songs
ዘማርያን
Artists
ምድቦች
Themes
አበርክት
Contribute
ፊደል
Aa
EN
መዝሙሮች
ዘማርያን
ምድቦች
አበርክት
← ተመለስ
እርማት ጠቁም
ለ
"ኣሰራረሓኻ ፍሉይ"
እርማት እየጠቆሙ ነው። ለውጦችዎ በአስተዳዳሪ ከተገመገሙ በኋላ ይታተማሉ።
Website
የመዝሙሩ ርዕስ
*
ዘማሪ / መዘምራን
ቋንቋ
*
Afaan Oromoo
አማርኛ
ትግርኛ
ሌላ ቋንቋ… · Other
ግጥም
*
እንዴት እንደሚጻፍ፦
እያንዳንዱን ቁጥር (አንጓ) እንደ የራሱ ክፍል ያስገቡ — በክፍሉ ውስጥ አንድ መስመር በአንድ ረድፍ።
አዝማቹን «አዝማች» ብለው ምልክት ያድርጉ — ድልድይ፣ መግቢያና ሌሎች የክፍል አይነቶችም አሉ፤ እያንዳንዱ በገጹ ላይ በራሱ ቅርጽ ይታያል።
ክፍል የሚደጋገም ከሆነ ×2, ×3… ይምረጡ — እንደገና መጻፍ አያስፈልግም።
ክፍሎችን በመጎተት ወይም በ↑↓ ቅደም ተከተላቸውን ይቀይሩ።
⠿
መግቢያ · Intro
ቁጥር · Verse
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
አዝማች · Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
×1
×2
×3
×4
×5
×6
↑
↓
⧉
✕
ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን የለን(፱) ሞይታ እንተበሉኻ ደቂሳ'ላ ትብሎም ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) ዘይከም ናይ ሰብ ፍሉይ'ዩ ቋንቋኻ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) ናይ ሰብ መወእዳታ ናትካ መጀመርታ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፬) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን የለን(፱) ብቲ'ሎ ክብሉኻ ብዚ ደበኽ ትብሎም ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) ምትሃት'ዩ ክብሉኻ ዘይተለምደ ርኢዮም ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) ኣሰርካ አይፍለጥን ኣከያይድኻ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፬) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን የለን(፱) ንቑጽ ዓጻጽምቲ ኮይኑ ዓቢ ጭፍራ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) ዓይኒ ማይ ጌርካዮ ደረቕ ምድረበዳ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪) መን ይበጽሖ ኣሰራርሓኻ እወ ኣሰራርሓኻ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፫) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪) የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን የለን(፱) ፍሉይ(፬) ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፰)
+ ቁጥር ጨምር
+ አዝማች ጨምር
+ ሌላ ክፍል…
መግቢያ · Intro
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
ተጨማሪ ዝርዝሮች — አልበም፣ ዩቲዩብ፣ ስለ እርስዎ (አማራጭ)
አልበም
የዩቲዩብ አገናኝ
ስለ እርስዎ
(ለምስጋና ብቻ)
ስም
ኢሜይል
ይህን ግጥም የማጋራት መብት እንዳለኝ አረጋግጣለሁ (የራሴ ሥራ ነው፣ ፈቃድ አለኝ ወይም የሕዝብ ቅርስ ነው)።
እርማቱን ላክ