Lyriqa
ሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
መዝሙሮች
Songs
ዘማርያን
Artists
ምድቦች
Themes
አበርክት
Contribute
ፊደል
Aa
EN
መዝሙሮች
ዘማርያን
ምድቦች
አበርክት
← ተመለስ
እርማት ጠቁም
ለ
"ብበረኸት ቤቱ"
እርማት እየጠቆሙ ነው። ለውጦችዎ በአስተዳዳሪ ከተገመገሙ በኋላ ይታተማሉ።
Website
የመዝሙሩ ርዕስ
*
ዘማሪ / መዘምራን
ቋንቋ
*
Afaan Oromoo
አማርኛ
ትግርኛ
ሌላ ቋንቋ… · Other
ግጥም
*
እንዴት እንደሚጻፍ፦
እያንዳንዱን ቁጥር (አንጓ) እንደ የራሱ ክፍል ያስገቡ — በክፍሉ ውስጥ አንድ መስመር በአንድ ረድፍ።
አዝማቹን «አዝማች» ብለው ምልክት ያድርጉ — ድልድይ፣ መግቢያና ሌሎች የክፍል አይነቶችም አሉ፤ እያንዳንዱ በገጹ ላይ በራሱ ቅርጽ ይታያል።
ክፍል የሚደጋገም ከሆነ ×2, ×3… ይምረጡ — እንደገና መጻፍ አያስፈልግም።
ክፍሎችን በመጎተት ወይም በ↑↓ ቅደም ተከተላቸውን ይቀይሩ።
⠿
መግቢያ · Intro
ቁጥር · Verse
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
አዝማች · Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
×1
×2
×3
×4
×5
×6
↑
↓
⧉
✕
ብበረኸት ቤቱ ህይወተይ እናጽገበ የንብረኒ ኣሎ ዓወት ተኸቢበ ከምዚ ናተይ ናብራ ትነብሩ ዘለኹም ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኹ ኣምላኽኩም /2 ኣምላኽይ /3 ደላዪ ጽቡቐይ ኣምላኽይ /3 ፈታው ሰናየይ እቲ ንህይወተይ ጽቡቕ ዝሓስበላ ካባይ ኣብሊጹ ዝጥንቀቐላ ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ እናኣሰጋገረ ኣብ ርእሲ ጸላእተይ እኔኹ ደው ኢለ /2 ኣምላኽይ... ደጊም ዝሕዘኒ ኩሉ ዝኣስረኒ ካባይ ኣንከራርዩ ፍጹም ተደንኪሉ ካብ ቃቁራ ወጺኤ ገጸይ ዘርእየሉ ምስጋና'ዩ ቋንቋይ ድምጸይ ዘስምዓሉ ተመስገን'ዩ ቋንቋይ ድምጸይ ዘስምዓሉ ተመስገን የሱስ ተመስገን የሱስ /2 ብዘይ ብኡ ቃላት የብለይን ንዓኻ ዝኸውን /2 ብዘይ ንሱ ቋንቋ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን /2 ተመስገን'የ ዝብለካ [ደጋጊመ] /2 ተመስገን'የ ዝብለካ ደጋጊመ ኩሉ ትገብረለይ እቲ ትሓስበለይ እንታይ እንተበልኩኻ'የ ልበይ ዝዓርፈለይ ኩሉ ካብ ኣእምሮይ ንላዕሊ ኮይኑኒ ገለ እንተገለጽኩስ እኔኹ እቃኒ /2 ተመስገን'ዩ ቋንቋይ ድምጸይ ዘስምዓሉ ተመስገን የሱስ ተመስገን የሱስ /2 ብዘይ ብኡ ቃላት የብለይን ንዓኻ ዝኸውን /2 ብዘይ ንሱ ቋንቋ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን /2 ተመስገን'የ ዝብለካ [ደጋጊመ] /2 ተመስገን'የ ዝብለካ ደጋጊመ ተባረኽ'የ ዝብለካ [ደጋጊመ] /2 ተባረኽ'የ ዝብለካ ደጋጊመ ልዕል በል'የ ዝብለካ [ደጋጊመ] /2 ልዕል በል'የ ዝብለካ ደጋጊመ ንገስ ንገስ እብለካ [ደጋጊመ] /2 ንገስ ንገስ እብለካ ደጋጊመ ግዛእ ግዛእ እብለካ [ደጋጊመ] /2 ግዛእ ግዛእ እብለካ ደጋጊመ
+ ቁጥር ጨምር
+ አዝማች ጨምር
+ ሌላ ክፍል…
መግቢያ · Intro
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
ተጨማሪ ዝርዝሮች — አልበም፣ ዩቲዩብ፣ ስለ እርስዎ (አማራጭ)
አልበም
የዩቲዩብ አገናኝ
ስለ እርስዎ
(ለምስጋና ብቻ)
ስም
ኢሜይል
ይህን ግጥም የማጋራት መብት እንዳለኝ አረጋግጣለሁ (የራሴ ሥራ ነው፣ ፈቃድ አለኝ ወይም የሕዝብ ቅርስ ነው)።
እርማቱን ላክ