Lyriqa
ሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
መዝሙሮች
Songs
ዘማርያን
Artists
ምድቦች
Themes
አበርክት
Contribute
ፊደል
Aa
EN
መዝሙሮች
ዘማርያን
ምድቦች
አበርክት
← ተመለስ
እርማት ጠቁም
ለ
"እንታይ ክንብል ኢና 'ሞ"
እርማት እየጠቆሙ ነው። ለውጦችዎ በአስተዳዳሪ ከተገመገሙ በኋላ ይታተማሉ።
Website
የመዝሙሩ ርዕስ
*
ዘማሪ / መዘምራን
ቋንቋ
*
Afaan Oromoo
አማርኛ
ትግርኛ
ሌላ ቋንቋ… · Other
ግጥም
*
እንዴት እንደሚጻፍ፦
እያንዳንዱን ቁጥር (አንጓ) እንደ የራሱ ክፍል ያስገቡ — በክፍሉ ውስጥ አንድ መስመር በአንድ ረድፍ።
አዝማቹን «አዝማች» ብለው ምልክት ያድርጉ — ድልድይ፣ መግቢያና ሌሎች የክፍል አይነቶችም አሉ፤ እያንዳንዱ በገጹ ላይ በራሱ ቅርጽ ይታያል።
ክፍል የሚደጋገም ከሆነ ×2, ×3… ይምረጡ — እንደገና መጻፍ አያስፈልግም።
ክፍሎችን በመጎተት ወይም በ↑↓ ቅደም ተከተላቸውን ይቀይሩ።
⠿
መግቢያ · Intro
ቁጥር · Verse
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
አዝማች · Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
×1
×2
×3
×4
×5
×6
↑
↓
⧉
✕
ብጀካ በደልናን ሓጢኣትናን ንፈልጦ ኣይነበረን ናይ ርእስና ምሕረትካ ግን ብዘይልክዕ ኣኽቢሩና ዘይተጸበናዮ ዓቢ ህዝቢ ጌሩና [ክብሪ ጌሩልና] /2 ማእለያ ዘይብሉ እቲ ክቡር ውህበትካ ኣባና ኣብኣቕሓ መሬት ኣቀሚጥካ ጸጋኻስ ኣባና ክትገልጾ ፈቲኻ ክብርኻስ ብኣና ክትገልጾ ፈቲኻ እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና እንታይ ክንብልኢና'ሞ ንገሰልና ብባህሪና ጥፉኣትን ውሉድ ቁጠዓን ህዝቢ ዘይነበርና ህዝብኻ ኮይንና መንግስትን ካህናትን ክንኮነልካ ነዚ መዲብካና ቀደም [ንምስጋናኻ] /2 ማእለያ ዘይብሉ እቲ ክቡር ውህበትካ ኣባና ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣቀሚጥካ ጸጋኻስ ኣባና ክትገልጾ ፈቲኻ ክብርኻስ ብኣና ክትገልጾ ፈቲኻ ማእለያ ዘይብሉ... እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና... ንማያት ካብ ማያት ትፈሊ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ኣብ ማእከል ደበና ኮንካ ሰማያት'ውን ከም መጋረጃ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ብዘይ ዓንዲ ደው ኣቢልካዮ ኢኻ ዘልኣለም ከይትናወጽ ኢልካ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ምድሪ ብዘይ መሰረት ኣጽኒዕካያ ኢኻ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ /4 ኣብ ስራሕካ ኣይትጋገን ኢኻ ኩሉ ፍጥረትካ ይምስክረልካ ኣብ ስራሕካ ኣይትጋገን ኢኻ ተግባር ኣእዳውካ ይምስክረልካ እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና... ዓበይቲ ተግባራት ትገብር ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ኣብ ልዕሊ ኩሉ በይንኻ ትገዝእ ብመዓልቲ ጸሓይ ኣስልጢንካ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ወርሕን ከዋኽብትን ብለይቲ ኣቑምካ መዓልቲ ናትካ'ያ ለይቲ'ውን ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ ንኹሉ ብግህዶ ፈጢርካ ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ... እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና...
+ ቁጥር ጨምር
+ አዝማች ጨምር
+ ሌላ ክፍል…
መግቢያ · Intro
ቅድመ አዝማች · Pre-Chorus
ድኅረ አዝማች · Post-Chorus
ምላሽ · Refrain
ድልድይ · Bridge
የሙዚቃ ክፍል · Instrumental
መሸጋገሪያ · Interlude
ሶሎ · Solo
ቫምፕ · Vamp
መደምደሚያ · Tag
መዝጊያ · Outro
ሌላ… · Custom
ተጨማሪ ዝርዝሮች — አልበም፣ ዩቲዩብ፣ ስለ እርስዎ (አማራጭ)
አልበም
የዩቲዩብ አገናኝ
ስለ እርስዎ
(ለምስጋና ብቻ)
ስም
ኢሜይል
ይህን ግጥም የማጋራት መብት እንዳለኝ አረጋግጣለሁ (የራሴ ሥራ ነው፣ ፈቃድ አለኝ ወይም የሕዝብ ቅርስ ነው)።
እርማቱን ላክ