Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች

ኣብ ጽላልካ

Ab Tsilalka

2020 · ትራክ 2 · 4:58 · ትግርኛ · የተስፋ

▣ አቅርብ / Present✎ እርማት ጠቁም

ኣብ ጽላልካ ክቕመጥ

ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍካ ክሕባእ

ካብ ኩሉ ፍርሂ ነጻ ኮይነ

ብሰላም ክድቅስ እየ

ንስኻ መዕቆቢየይ ኢኻ

ጽኑዕ ግምቢ ናተይ

ናባኻ ዝጎየየ

ድሕነት ይረክብ

ለይቲ እንተ መጸ ኣይፈርሕን

መዓልቲ እንተ ጸልመተ ኣይጭነቕን

ንስኻ ምሳይ ኣለኻ

እዚ ይኣኽለኒ እዩ

ንስኻ መዕቆቢየይ ኢኻ

ጽኑዕ ግምቢ ናተይ

ናባኻ ዝጎየየ

ድሕነት ይረክብ

ምንጭ፦ ግጥሙ ለ Lyriqa በቀጥታ የቀረበ/የተዘጋጀ ነው። የግጥሙ መብት የደራሲው ነው — የመብት ጥያቄ