Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ብበረኸት ቤቱ — ዮናታን፣ ሶሱና

ብበረኸት ቤቱ ህይወተይ እናጽገበ

የንብረኒ ኣሎ ዓወት ተኸቢበ

ከምዚ ናተይ ናብራ ትነብሩ ዘለኹም

ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኹ ኣምላኽኩም /2

ኣምላኽይ /3 ደላዪ ጽቡቐይ

ኣምላኽይ /3 ፈታው ሰናየይ