Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
እየሱስ ኢለ — ዮናታን፣ ሶሱና

የሱስ ኢለ ስሙ ጸዊዐ

ሓይለይ ተሓዲሱ ካብ ድኻም በርቲዔ

የሱስ ኢለ ስሙ ጸዊዐ

ምልኮይ ተመሊሱ ጸላእተይ ስዒረ

እወ ስሙ ፈውሰይ ኢዩ

እወ ስሙ ሰላመይ'ዩ

እወ ስሙ ዕረፈተይ'ዩ

እወ ስሙ ህይወተይ'ዩ