Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ጊዜ ኣለዎ — ዮናታን፣ ሶሱና

ኣብቲ ናተይ መወዳእታ መፈጸምታ

ኣምላኸይ ሽዑ ይጅምር ናቱ መጀመርታ

ከንቱ ኣይኮነን ዝፈስስ ኩሉ ንብዓተይ

ኣብጭልፍኡ ይእክቦ'ዩ ኣምላኸይ

ግዜ'ለዎ ኣምላኽይ ግዜ'ለዎ

ግዜ'ለዎ የሱሰይ ግዜ'ለዎ