Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ካብ መረጽካኒ — ዮናታን፣ ሶሱና

ካብ መረጽካኒ ዕጣን ክዓጥን

መቕደስካ ኣትየ ተመስገን ክብል

እዚ ካብ ኮነ ጻውዒት ናተይ

ከኽብረካ’የ ምሉእ ዘመነይ

ኩሉ ጊዜ ክበር እብለካ

ደደጋጊመ አኽብሮ ስምካ (2x)