Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ክሳብ ሕጂ ዝጾራኒ — ዮናታን፣ ሶሱና

ማዕበል ሞት ኣየፍርሃንን ነድሪ ኣኽራን ኣየስጠመንን

ብማእከል ሓዊ ሓሊፈ ሃልሃልታ ኣይህሙኸንን

ርእያ ዘደንቕ ሳህልኻ ከምእትቀርብ ካብ ትንፋሳ