Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
መን ይመስለካ — ዮናታን፣ ሶሱና

ኦኦ ንረዲኤተይ ኦኦ ብልዕልናኻ

ኦኦ ኣብ ሰማያትን ኦኦ ደመናታትን

ኦኦ ዝተወጣሕካ ኦኦ መን ይመስለካ

መን መን ይመስለካ መን (፮x)

ምሳኻየ ካብ በልካኒ

እንታዩኸ ዘስግኣኒ