Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ተባርክ — ፊልሞን ዮሃንስ

ከይፈለጥኩኻ ፈልጥካኒ

ከይሓሰብኩኻ ሓሲብካኒ

ብስመይ ጸውዕካ ኣድሕንካኒ

ፉሉዩ ፍቅርኻ የሱስ /3

ፍሉዩ ምድጋጽካ የሱስ/2

ክሳብ ሕጂ ትረዳኒ ኣሎኻ

ክሳብ ሕጂ ትሕብሕበኒ ኣሎኻ