Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች
ተከፊሉ — ፊልሞን ዮሃንስ

ኣምላክ ምሳይ ካብ ኮነ //2

መን ደ ኣሉ ዝቃወመኒ/ዝከሰኒ //4

የለን ኮ ዝቃወመኒ

የለን ኮ ዝከሰኒ

ትማሊ ሓራ ሎሚ ውን ሓራ

ጽባሕ ውን ሓራ ብክርስቶስ ሓራ //4