መን ይመስለካ
Men Yemesleka
2011 · 5:19 · ትግርኛ
ኦኦ ንረዲኤተይ ኦኦ ብልዕልናኻ
ኦኦ ኣብ ሰማያትን ኦኦ ደመናታትን
ኦኦ ዝተወጣሕካ ኦኦ መን ይመስለካ
መን መን ይመስለካ መን (፮x)
ምሳኻየ ካብ በልካኒ
እንታዩኸ ዘስግኣኒ
ምሳኻየ ካብ በልካኒ
እረ መንዩ ዝቃወመኒ (፪x)
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ
ተፈጸመ ውን ኢልካዮ
ዝተረፈ የልቦን ኢዩሞ አመስግነካ (፪x)
አመስግነካ ኣለኹ አመስግነካ
እባርኸካ ኣለኹ እባርኸካ
መሰለይን ነገረይን
ወዳእካ እሞ ጻድቅ ኮንካ
አብ ዙፋንካ ዝተቀመጥካ አመስግነካ (፪x)
አመስግነካ ኣለኹ አመስግነካ
እባርኸካ ኣለኹ እባርኸካ
ዕዳይ ኩሉ ኸፊልካዮ
አብቲ መስቀል ዛዚምካዮ
ዘይተኸፍለ የልቦንሞ አመስግነካ
አመስግነካ ኣለኹ አመስግነካ
እባርኸካ ኣለኹ እባርኸካ
ምንጭ፦ ግጥሙ በ WikiMezmur ማኅበረሰብ የተገለበጠ ነው። የግጥሙ መብት የደራሲው ነው — የመብት ጥያቄ