Lyriqaሊሪቃ · የመዝሙር ግጥሞች

ኣሰራረሓኻ ፍሉይ

Aserarehakha feluy

6:56 · ትግርኛ

▣ አቅርብ / Present✎ እርማት ጠቁም

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ

የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ

የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል

የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን

የለን(፱)

ሞይታ እንተበሉኻ ደቂሳ'ላ ትብሎም

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

ዘይከም ናይ ሰብ ፍሉይ'ዩ ቋንቋኻ

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

ናይ ሰብ መወእዳታ ናትካ መጀመርታ

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፬)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ

የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ

የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል

የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን

የለን(፱)

ብቲ'ሎ ክብሉኻ ብዚ ደበኽ ትብሎም

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

ምትሃት'ዩ ክብሉኻ ዘይተለምደ ርኢዮም

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

ኣሰርካ አይፍለጥን ኣከያይድኻ

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፬)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ

የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ

የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል

የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን

የለን(፱)

ንቑጽ ዓጻጽምቲ ኮይኑ ዓቢ ጭፍራ

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

ዓይኒ ማይ ጌርካዮ ደረቕ ምድረበዳ

ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፪)

መን ይበጽሖ ኣሰራርሓኻ

እወ ኣሰራርሓኻ ኣቤት ኣሰራርሓኻ(፫)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፪)

የለን ከማኻ ዝበለ ኣምላኽ

የለን ከማኻ ዝበለ ንጉሥ

የለን ከማኻ ዝበለ ሓያል

የለን ከማኻ ዝበለ ስልጡን

የለን(፱)

ፍሉይ(፬)

ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ

ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ(፰)

ምንጭ፦ ግጥሙ በ WikiMezmur ማኅበረሰብ የተገለበጠ ነው። የግጥሙ መብት የደራሲው ነው — የመብት ጥያቄ